Canada Radio Stations
×
Work
Gym
Sleep
Relax
Travel
Favorites
Favorites and Recents
Radio stations
Top Radio Stations
Most listened radio stations
1949
Radio Stations by Genres
15 music genres
Radio Stations by Regions
Local radio stations
News
News radio stations
104
Recommended
List of the best radio stations
Podcasts
Top Podcasts
Most popular podcasts
50
Podcasts by Genres
18 topic genres
Music
Top Music
Most listened music
Toggle theme
Podcasts
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
SBS
|
6528 - ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (10 መስከረም 2026)
Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።
Volume
1
x
00:00
00:00
Summary
Details
Transcription
Search
No episode description available.
Published
10 Sep 2026
Duration
54:38
Search
×
Episodes
6528
-
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (10 መስከረም 2026)
Listened
10 Sep 2026
6527
-
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (10 መስከረም 2026)
Listened
10 Sep 2026
6526
-
"ንእሱራት ክንጣበቕ ከለና ዓቢ ዕንቅፋት ዘጋጥመና ካብ ስድራ ቤት እሱራት'ዩ።" ጋዜጠኛ መሓሪ ኣብርሃም
Listened
10 Sep 2026
6525
-
ሂዩማን ራይትስ ዎች: ንሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ መንጎ ፌደራል መንግስቲን ህወሓትን ዝገብሮ ዘሎ ናይ ሽምግልና ፃዕሪ ንምጥንኻር ክግምግሞ ፀዊዑ። (ጸብጻብ)
Listened
10 Sep 2026
6524
-
ኤርትራ፡ ልዕሊ 63 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ንምሕያል ትካላትን ስርዓታትን ሓገዝ ካብ ዩኒሴፍ ክልገሰላ ምዃኑ ተፈሊጡ። (ሓጸርቲ ዜናታት)
Listened
09 Sep 2026
6523
-
Travelling safely in rural and remote Australia - ዉሑስ ጉዕዞ መገዲ ኣብ ገጠራትን ርሑቕ ቦታታትን ኣውስትራሊያ።
Listened
09 Sep 2026
6522
-
ድሕሪ ካልኣይ ዉግእ ዓለም ንፈለማ ሕሉፍ የማናዊ ሰልፊ A-F-D ኣብ ሓደ ግዝኣት ናይ ጀርመን ተመሪጹ።
Listened
08 Sep 2026
6521
-
ኣብ ኦስትርያ ቆልዑ ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ሒጃብ (መሸፈኒ ጸጒሪ) ከይለብሳ ተኸልኪሉ... ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (8 መስከረም 26)
Listened
08 Sep 2026
6520
-
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (07 መስከረም 2026)
Listened
07 Sep 2026
6519
-
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (07 መስከረም 2026)
Listened
07 Sep 2026
6518
-
ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ንኣፍሪቃ ዘዕብይ፣ ንሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ድማ ዘንእስ ካርታ ደጊፉ
Listened
07 Sep 2026
6517
-
መርገጺ ቻይና ኣብ ጉዳይ ሩባ ኣባይን ቀይሕ ባሕርን። (ጸብጻብ)
Listened
07 Sep 2026
6516
-
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (03 መስከረም 2026)
Listened
03 Sep 2026
6515
-
ቅድሚ 19 ዓመታት ኣብ መልበርን ዝጠፍአ ረዳኢ ብርሃነ- ኣበይ ኮን ይህሉ፧
Listened
03 Sep 2026
6514
-
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (03 ነሓሰ 2026)
Listened
03 Sep 2026
6513
-
"ኩለን ሃገራት ንልኡላውነትን ዶባትን ኤርትራ ከኽብራ እምሕጸን።"ፈጻሚት ጉዳያት ኣመሪካ ኣብ ኤርትራ። (ጸብጻብ)
Listened
03 Sep 2026
6512
-
Prostate cancer in Australia: Testing, treatment and support - መንሽሮ ፕሮስተይት (Prostate cancer) ኣብ ኣውስትራልያ: ምርመራ፣ ሕክምናን ደገፍን
Listened
02 Sep 2026
6511
-
ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (2 መስከረ 2026)
Listened
02 Sep 2026
6510
-
"ታሪኽ ናይ ሓምድ እድሪስ ዓዋተ ታሪኽ ናይ ኢሳያስ ኣፎርቂን ወልደኣብ ወልደምርያምን’ዩ"
Listened
01 Sep 2026
6509
-
ሊዮነል መሲ ካብ ኣህጉራዊ ኩዑሶ እግሪ ጡረታ ይወጽእ፡ ህቡብ ሙዚቀኛ ሊዮነል ሪቺ ኣብ ሆስፒታል ይዕቆብ: ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ
Listened
01 Sep 2026
6508
-
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (31 ነሓሰ 2026)
Listened
31 Aug 2026
6507
-
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (31 ነሓሰ 2026)
Listened
31 Aug 2026
6506
-
32 ኤርትራውያን ምስ ዘይሕጋዊ ዝውውር ብዝተኣሳሰረ ብፖሊስ ደቡብ ኢትዮጵያ ኣብ ቀይዲ ኣትዮም። (ጸብጻብ)
Listened
31 Aug 2026
6505
-
130,000 ገጻት ሰባት ኣብ ሰሙን ይሰኣሉ: ንኣካይዳ ፖሊስ ኣውስትራልያ ዝቕይር ዘሎ ቴክኖሎጂ
Listened
30 Aug 2026
6504
-
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (27 ነሃሰ 2026)
Listened
27 Aug 2026
6503
-
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (27 ነሓሰ 2026)
Listened
27 Aug 2026
6502
-
ህብብቲ ደራፊት 'ካንትሪ ሙዚክ' ዶሊ ፓርተንን ዝገደፈቶ ሓድግን፡
Listened
27 Aug 2026
6501
-
ኤርትራዊት ተወዳዳሪት ፅባቐ ስኒት ሃብተኣብ ኣብ ዓለማዊ ውድድር ብህዝቢ ብዝወሃብ ድምጺ ትመርሕ (ጸብጻብ)
Listened
27 Aug 2026
6500
-
How can my child learn about Indigenous Australia? - ዉሉደይ ብዛዕባ ደቀባት ኣውስትራሊያ ብኸመይ ክፈልጡ ይኽእሉ?
Listened
26 Aug 2026
6499
-
ዶሊ ፓርተን ዓሪፋ፡ ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (26 ነሓሰ 2026)
Listened
26 Aug 2026
6498
-
ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (25 ነሓሰ 2025)
Listened
25 Aug 2026
6497
-
“ኣብዚ እዋን ክደርፍ እንተኾይነ ናይ ብኽያት ደርፊታት ጥራይ እየ ክደርፍ ዝኽእል” ዮሱፍ ስዒድ
Listened
25 Aug 2026
6496
-
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (24 ነሓሰ 2026)
Listened
24 Aug 2026
6495
-
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (24 ነሓሰ 2026)
Listened
24 Aug 2026
6494
-
በዓል ኣሸንዳ ፥ ብሰንኪ ስግኣት መጥቃዕቲ ድሮን ኣብ ኣደባባያት መቐለ ከይተኻየደ ተሪፉ ። (ጸብጻብ)
Listened
24 Aug 2026
6493
-
Prepare now: authorities flag significant spring bushfire risk - ሕጂ ተዳለዉ! ሰብመዚ ልዑል ሓደጋታት ሓዊ ዝመጽእ ወቕቲ ከምዝህልዉ የጠንቅቑ
Listened
24 Aug 2026
6492
-
ተዘክሮ ኣሸንዳ፡ ‘ናይ ወለድና ቀምሽ ተኸዲንና ንፃወት ኔርና’ ወ/ሮ ኣበባ ሓጎስ
Listened
23 Aug 2026
6491
-
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (20 ነሓሰ 2026)
Listened
20 Aug 2026
6490
-
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (20 ነሓሰ 2026)
Listened
20 Aug 2026
6489
-
" መንግስቲ ፌደራል ኣብ ልዕሊ ትግራይ ቅሉዕ ኲናት ወሊዑ'ሎ።" ሓላፊ ቢሮ ጉዳያት ኮምኒኬሽን ትግራይ።
Listened
20 Aug 2026
6488
-
ብኣማኢት ኣሽሓት ንዝቝጸሩ ሰባት ሓገዝ ክስእኑ ከግብር ዝኽእል፡ ዝተመሓየሸ ሓድሽ ሕጊ NDIS ጸዲቑ ።
Listened
20 Aug 2026
6487
-
#117 Borrowing books at the library (Med) - ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ ምስ SBS #117 Borrowing books at the library (Med)
Listened
19 Aug 2026
6486
-
ኣብ ትግራይ ከባቢ መቐለ መጥቓዕቲ ድሮን ተፈጺሙ። (ጸብጻብ)
Listened
19 Aug 2026
6485
-
Birth and pregnancy care options in Australia - ኣማራጺታት ክንክን ሕርስን ጥንስን ኣብ ኣውስትራሊያ፡
Listened
18 Aug 2026
6484
-
ናብ ትግራይ ካብ ዝኣቱ፡ ካብ ትግራይ ዝወጽእ ብዝሒ ሰብ እናወሰኸ ይኸይድ። (ጸብጻብ)
Listened
18 Aug 2026
6483
-
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (17 ነሓሰ 2026)
Listened
17 Aug 2026
6482
-
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (17 ነሓሰ 20260
Listened
17 Aug 2026
6481
-
መንግስታት ፌደራን ክልል ትግራይን ኣንጸላልዩ ዘሎ ሓደጋ ኣብ ምፍታሕ ከድህቡ ሕቡራት መንግስታት ፀዊዑ። (ጸብጻብ)
Listened
17 Aug 2026
6480
-
ጉዳይ ኒኮላስ ማዱሮ - ዓለም ዘሰንበደ ህሞት፣ ሕጂ ግን ደረታት ስልጣን ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ዝፍተነሉ ኮይኑ'ሎ
Listened
17 Aug 2026
6479
-
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (13 ነሓሰ 2026)
Listened
13 Aug 2026
Show more episodes
5
SBS Radio - Filipino podcasts
SBS Vietnamese - SBS Việt ngữ
SBS Cantonese - SBS廣東話節目
SBS Nepali - एसबीएस नेपाली पोडकास्ट
SBS Mandarin - SBS 普通话电台
SBS Japanese - SBSの日本語放送
SBS Lao - SBS ພາສາລາວ
SBS Hindi
SBS Bulgarian - SBS на Български
SBS Bangla - এসবিএস বাংলা
SBS Tamil - SBS தமிழ்
SBS Malayalam - എസ് ബി എസ് മലയാളം പോഡ്കാസ്റ്റ്
×
Login
Register
Email
Password
Login
Forgot Password?
or continue with
Google
Facebook
Apple
X
Email
Display Name
Password
Confirm Password
I accept the Terms of Service
I accept the Privacy Policy
Register
or continue with
Google
Facebook
Apple
X
Reset Password
Email
Send Reset Link
Back to Login